ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መስጊድ ኣልነጃሺ መርኣያ ሃይማኖታዊ ምክእኣል


መስጊድ ኣልነጃሺ መርኣያ ሃይማኖታዊ ምክእኣል
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:04 0:00

መስጊድ ኣልነጃሺ መርኣያ ሃይማኖታዊ ምክእኣል

ካብ መቐለ ውጽእ ኢሉ ዝርከብ ጥንታዊ መስጊድ ኣልነጃሺ፡ ተኸተልቲ ነቢይ መሓመድ ተሃዲኖም ናብቲ ከባቢ ድሕሪ ምምጻኦም ዝተዓቝቡሉ ቦታ ምዃኑ ይንገረሉ። ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ዝርከብ መስጊድ፡ ኣብ እዋን ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝውደቖ ደብዳብ ከቢድ ብረት፡ ከፊላዊ ጉድኣት ወሪዱዎ ጸኒሑ’ዩ።ኣብዚ ሕጂ እዋን ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ምሕዳስን እቲ ሃይማኖታዊ ስፍራ ዝስከሞ ናይ ምጽውዋር ትርጕምን ብዝምልከት ዝተዳለወ መደብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG