ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም


ምስ ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:39 0:00

ምስ ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም

ካብቶም ላዕለዎት ፈፀምቲ ስራሕ ህወሓት (ኣባል ፖሊት) ዝነበረትን ዳሓር ድማ ካብ 2018 ስጋብ 2020 ኣብ ዝነበረ እዋን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኮይነ ከተገልግል ድሕሪ ምፅናሕ ምምሕዳር ኣብዪ “ናብ ውልቀ መላኺ መንግስቲ ይልወጥ ኣሎ” ክትብል ብምኽሳስ ስልጣና ምልቃቃ ኣብቲ እዋን ካብ ስልጣና ምልቃቃ ገሊፃ ነይራ። ድሕሪ ኲናት ትግራይ ኢዳ ሂባ ተኣሲራ ድሕሪ ምፅናሓ፡ ድሕሪ ካብ ማእሰርቲ ምልቃቓ’ውን ካብ ኣባልነት ውድብ ህወሓት’ውን ተሰናቢታ። ኣብዚ እዋን ምስ ስድራኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትነብርን ከምኡ'ውን ኣብ ሓደ ዘይመንግስታዊ ትካል ተቆፂራ እንዳሰርሐት ከም ትርከብ ድሕሪ እቲ ኩነታት ምስ ምስ ድምፂ ኣሜሪካ ቃለምሕተት ከተካይድ እዚ ፈላማያ እዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG