ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሽረ እንዳስላሴ -- ተመዛበልቲ ገንዘብ ከዋፅኡ ተሓቲቶም ዲዮም?


ስእሊ ፋይል --ተመዛበልቲ ትግራይ
ስእሊ ፋይል --ተመዛበልቲ ትግራይ

ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ነፍስ-ወከፍ ስድራ ንህወሓት መጠናኸሪ፣ ብዝብል 200 ብር ንኸዋፅኡ ይግደዱ ከምዘለዉ ንድምፂ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ተመዛበልቲ ገሊፆም። ፕሮግራም መግቢ ዓለም ((WFP)፡ ኣቐድም ኣቢሉ ንኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ’ውን ነቲ ጉዳይ ብቐረባ ክከታተሎ ኣመልኪቱሉ ነይሩ’ዩ። እንተዀነ ናይቲ ከባቢ ኣተሓባብሪ ውድብ ህወሓት፡ “ብሰናይ ድሌቶም ዘዋጽኡዎ እምበር፡ ንተመዛበልቲ ዝሓተተ ወገን የለን፡” ክብል ምላሽ ሂቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG