ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልከላ ተመሃሮ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣኽሱም፡ መሰል’ዶ ሓለፋ?


ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝርከባ ገለ ኣብያተ-ትምህርቲ ተመሃሮ ኣመንቲ እስልምና መጎልበቢ መንዲል (ሕጃብ) ተኸዲነን ናብ ቤት ትምህርቲ ከይኣትዋ ስለ ዝኸልከላ፡ ንልዕሊ ክልተ ሰሙን ዝኣክል ካብ ትምህርቲ ምትእጕጓለን ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ትግራይ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪን ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረበን ተመሃሮን ኣንጻር መሰረታዊ መሰል’ዩ ክብሉ እንከለዉ፡ ካብቶም ኣብያተ ትምህርቲ ግን ትምህርቲን ሃይማኖትን ክተሓዋወስ ስለ ዘይብሉ ከምኡ ዝመስል ሃይማኖታዊ ምልክት ከም ዘይፈቕዱ’ዮም ዝምጉቱ። ንምክትታሉ መላግቦ ሰዓቡ፤

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:34 0:00

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG