ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ -- ኣሰካፊ ዝርጋሐ ኤችኣይቪ/ኤይድስ ኣብ ትግራይ


ብማንዛ ኣብ ዝተኻየደ ስይምፖዝዩም ወረቓቕቲ ካብ ዘቕረቡን ዘወሃሃዱን
ብማንዛ ኣብ ዝተኻየደ ስይምፖዝዩም ወረቓቕቲ ካብ ዘቕረቡን ዘወሃሃዱን

ዝርጋሐ ኤችኣይቪ/ኤይድስ ኣብ ትግራይ፡ ሎሚ ካብቲ ቅድሚ ኲናት ዝነበረሉ መጠን ብዕጽፊ ወሲኹ፡ 3% በጺሑ ከም ዘሎ ክኢላታት’ቲ ዘፈር ይገልጹ። ብዘይካዚ፡ ሰብ ሓዳር፡ መናእሰይ ብሕልፊ ደቂ ኣንስትዮ በቲ ቫይረስ ዝተታሕዝሉ ኩነታት ተፈጢሩ ኣሎ ብመሰረት ኣብ ቀረባ እዋን ብምትሕብባር በበይኖም ኣካላት ንዝርጋሐ ኤችኣይቪ ቫይረስ ኣመልኪቱ ብመንገዲ ርሕቀት ኣብ ዝተኻየደ ስይምፖስየም።

ነቲ ሲምፖዝየም ዝተኸታተለ በትረ ስልጣን ምስ ኣዳላዊ’ቲ መደብ ዶ/ር ሙሉጌታ ገ/ሄር ካብ ዩኒቨርሲቲ ደቡብ ካሮላይና፣ ኣመሪካ፣ ዳይረክተር ትካል መጽናዕቲ ትግራይ ዶ/ር ሓለፎም ካሕሳይ ካብ መቐለ፣ ካብ ዩኒቨርሲቲ-ሆስፒታል መቐለ ወ/ሮ ክብርቲ መሓሪ ከምኡውን ካብ ባህሊ ትግራይ ኣቶ ገሬ መተዓቢተይ ዓዲሙ ኣዘራሪብዎም ኣሎ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:23:54 0:00

please wait

No media source currently available

0:00 0:24:53 0:00

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG