ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምርኢት ፋሽን ምስ ኣካላዊ ስንክልና ዝነብሩ ኣካላት ሕብረተሰብ


ምርኢት ፋሽን ምስ ኣካላዊ ስንክልና ኣብ ዝነብሩ ኣካላት ሕብረተሰብ
please wait
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

No media source currently available

0:00 6:01 0:00
  • Auto
  • 240p
  • 360p
  • 480p
  • 720p
  • 1080p

ምርኢት ፋሽን

ምስ በበይኑ ኣካላዊ ስንክልና ዝነብሩ ዜጋታት ኣብ ሓድሕድን ኣብ መንጎ ሕብረተሰብን ዘሎ ርድኢት ንምጽባብ ዝዓለመ ምርኢት ፋሽን ብ6 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ተኻዪዱ ነይሩ። እቲ ኣጋጣሚ ነቲ ብ3 ታሕሳስ ተዘኪሩ ዝውዕል ዓለማዊ መዓልቲ ምስ ስካላዊ ስንክልና ዝነብሩ ዜጋታት ንምዝካር’ውን ዝዓለም’ዩ ነይሩ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ብተሳተፍቲ ዝቐረበ ምርኢት ክዳውንቲን ነቲ ሕብረተሰብ ዝጸንሐ ግንዛበ’ውን ክእርም ዝኽእል ምዃኑ ካብ ኣደላውቲን ተሳተፍቲን ይገልጹ።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG