ኣዲስ ኣበባ —
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ገለ ነበርቲ ክፍለ ከተማ የካ፡ ቅድም ክብል ብመንግስቲ ቃል ዝተኣተወልና ክፍሊት ካሕሳን መተካእታ ቦታን ከይተውሃበና መንበሪ ኣባይትና ይፈርሱ ኣለዉ ክብሉ ኣማሪሮም። እቲ ክፍለ ከተማ ብወገኑ፡ ነቶም ብምኽንያት ልምዓት ካብ ቦታኦም ዝለዓሉ ዘለዉ ነበርቲ፡ ዝግበኦም መተካእታ ቦታ ዓዲለ’የ፡ ካሕሳ ንምሃብ እውን ይሰርሕ ኣለኹ ይብል። ካብቶም ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ሰብ-ጉዳይ ግን እቲ ዝተኣትወ መብፅዓን ድሒሩ ዝገጠሞምን ፍልልይ ከም ዘለዉ ይዛረቡ።
ቅጥዒ