ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልተ መዓስከራት ተዓፅየን


ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝነበራ መዓስከራት ኣውላላን ኩመርን ከምተዓፀዋ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ኣፍሊጡ። ኣብ ክልቲአን መዓስከራት ዝነበሩ ስደተኛታ ድማ ናብቲ ኣብ ምዕራብ ጎንደር ዝተጣየሸ ሓዱሽ መዓስር ኣፍጥጥ ከምዝኣተው እውን እቲ ትካል ገሊፁ። ኣብ ቀረባ እዋን ካብቲ መዓስከር ገዲፎም ንሱዳን ብእግሮም ዝመረሹ ስደተኛታት ገሊኣቶም ሱዳን ክኣትዉ እንከለዉ፡ ካልኦት ድማ ኣብ ከባቢ ዶብ ከም ዘለዉ ይገልጹ ኣለዉ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG