መቐለ —
“ንምደባ ኣመራርሓ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ስራሕቲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ምትዕንቓፍ ዝፈጥሩ ኣካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ክውሰድ’ዩ፡” ኢሉ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ። ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ነቲ ኣቐዲሙ ብቤት ጽሕፈት ውድብ ህወሓት ንዝወፅአ መግለፂ’ዩ ምላሽ ሂቡ። ኣብ መንጎ ክልተ ወገናት ዘሎ ጋግ እናገፍሐ ኣብ ዝመፅኣሉ ዘሎ እዋን ኣቦታት ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ህወሓት ዝተፈጠረ ኣፈላላይ ብዘተ ክፍታሕ ፀዊዖም።
ቅጥዒ