ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖሊሲ ካማላ ሃሪስ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ክልወጥ ይኽእል'ዶ?


ምኽትል ፕረዚደንት ካማላ ሃሪስ ኣብ ዋዕላ ቺካጎ
ምኽትል ፕረዚደንት ካማላ ሃሪስ ኣብ ዋዕላ ቺካጎ

ሰበ-ስልጣን ዋይት ሃውስ፡ ብሓማስ ተታሒዙ ዝነበረ እስራኤላዊ ትማሊ ሰሉስ ካብቲ ተታሒዝሉ ዝነበረ ምድሕኑ ብሓጐስ ተቐቢሎም። ውዕል ምቍራጽ ተጻብኦ ቃዛ'ውን ትስፉው ምዃኑ'ዮም ዝገልጹ። እንተዀነ፡ ካብ ሕሉፍ ተመኵሮ ድሕሪ ምርጫ ኣመሪካ ፖሊስ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ እስራኤልን ማእከላይ ምብራቕን ክልወጥ ዝኽእል እንተዀይኑ ብዙሓት ይጠራጠሩ።

ኣብዚ ጉዳይ ብፍሉይ ኣቓልቦ ዝስሕብ ተኽእሎታት ፖሊሲ ካማላ ሃሪስ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ'ዩ። ካብ ስደተኛታት ስድራ ዝተወልደት ከም ምዃና መጠን ምናልባት'ዶ ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ዝያዳ ተደናጋጽነት ክህሉዋ ይኽእል ኢሎም ዝሓቱ ኣለዉ። ካልኦት ግን ዝልወጥ ብዙሕ ከም ዘይዘሎ'ዮም ዝምጉቱ። ጸብጻብ ፓትስይ ዊዳኩስዋራ'ዩ ንምስማዑ መላግቦ ሰዓቡ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG