ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕማም ሸሮኽ ኣብ ክልል ትግራይ 7 ቀቲሉ፡ 242 ድማ ተለኺፎም


ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ፣ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ብሕማም ሽሮኽ 7 ሰባት ምማቶምን፡ 242 ሰባት ድማ ምሕማሞምን ኣፍሊጡ። እቲ ሕማም ናብ 25 ወረዳታት ተጋፊሑ ምህላዉ’ውን ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ይሕብር። ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ዶ/ር መሳይ ሃይሉ፣ ኣማሲዮም ብዝሃቡና ሓፂር ናይ ፅሑፍ መልሲ፣ እቲ ትካል ንሕቶ ክልል ትግራይ ሓገዝን ምላሽን ይህብ ከም ዘሎ ገሊፆም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG