ኤምፖክስ ለበዳ’ዶ ወይስ ግዜያዊ ሻቕሎት? ብዓይኒ ሞያዊ

ኤምፖክስ ለበዳ’ዶ ወይስ ግዜያዊ ሻቕሎት? ብዓይኒ ሞያዊ

No media source currently available

ኤምፖክስ ለበዳ’ዶ ወይስ ግዜያዊ ሻቕሎት? ብዓይኒ ሞያዊ

ኤምፖክስ ኣብ ቀረባ እዋን ኣዛራረቢ ኰይኑ ዘሎ ሕማም’ዩ። ንምዃኑ እዚ ሕማም ንኸም በዓል ኮቪድ ዝኣመሰሉ ለበዳ ናይ ምዃን ዓቕሙ ከመይ ይመስል? ኣገባብ ኣተሓላልፋኡን መከላኸሊኡን’ከ ወዘተ ንዝብሉ ሕቶታት ንኸብርሃልና ክኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ኣዘራሪብና ኣሎና። ዶ/ር ዳውድ ስራጅ ካብ ኣመሪካ ከተማ ማድሰን ካብ ዝርከብ ዩኒቨርስቲ ውስከንሰን ፕሮፌሰር ክፍሊ ሕክምናን ክኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማማትን፡ ዳይሪክተር ክሊኒክ ዓለምለኸ ጕዕዞን ዳይረክተር ፕሮግራም ዓለምለኸ ጥዕና ክፍሊ ተመሓላለፍቲ ሕማማትን’ዩ።

​
XS
SM
MD
LG