ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስፖርተኛ ኣስመላሽ ኣለማየሁ ዓሪፎም

ኣብ ምዕባለ ኩዕሶ እግሪ ክልል ትግራይ ጎሊሆም ካብ ሞንጎ ዝጥቀሱ ሓደ ኣቶ ኣስመላሽ ኣለማየሁ ኣብ መበል 78 ዓመት ዕድሚኦም ቅድሚ ትማሊ ቀዳም ከምዝዓረፉን ስነ ስርዓት ቀብሮም ከምዝተፈጸመን ተገሊጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG