ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቅትለት ጓሶት ራያ-ዓዘቦ፡ ኣብ ርእሲ ሞት ንተወሳኺ ጎንጺ ከይደፍእ የሻቕል

ቅትለት ጓሶት ራያ-ዓዘቦ፡ ኣብ ርእሲ ሞት ንተወሳኺ ጎንጺ ከይደፍእ የሻቕል
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:16 0:00

ቅትለት ጓሶት ራያ-ዓዘቦ፡ ኣብ ርእሲ ሞት ንተወሳኺ ጎንጺ ከይደፍእ የሻቕል

ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ፡ ካብ ክልል ዓፋር ተሳጊሮም መጺኦም ብዝተባህሉ ዕጡቓት ሸውዓተ ሰባት ምቕታሎም ኣማሓዳሪ እቲ ወረዳ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጹ ኣሎ። እንተዀነ፡ ድሒሩ’ውን ኣብ ክንዲ ንፈጸምቲ በደል ናብ ሕጊ ምውሳድ፡ ካልእ ንጎንጺ ዝዕድም ምንቅስቓስ ከም ዘሎ’ዩ ኣማሓዳሪ እቲ ወረዳ ዝገልጽ። ካብ ወገን ክልል ዓፋር ግብረ-መልሲ ንምስማዕ ዝተገበረ ጻዕሪ ግን ኣይቀንዐን።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG