ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ 80% ብዘይሕጊ ዝተወስደ ገንዘቡ ምምላሱ ገሊፁ


ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ 80% ዝተወስደ ገንዘቡ ምምላሱ ይገልፅ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:36 0:00

ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ 80% ዝተወስደ ገንዘቡ ምምላሱ ይገልፅ

ንግዳዊ ባንኪ ኢትዮጵያ፡ ምስቲ ቅድሚ 10 መዓልታት ዘጋጠሞ ናይ ሲስተም ፀገም ተኣሳሲሩ፡ ብዓማዊሉ ካብ ዝተወሰዶ ገንዘብ፡ ነቲ 80 ሚኢታዊ ከም ዘምለሰ ሓላፊ ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። ንግዳዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብወገኑ፡ ብሰንኪ እቲ ዘጋጠሞ ፀገም፣ ልዕሊ 801 ሚሊዮን ብር ከም ዝተወሰዶ ክገልፅ እንከሎ፡ ዛጊድ ልዕሊ 622 ሚሊዮን ብር ኣምሊሰ ኣለኹ ይብል።

እቲ ፀገም፡ ምስ ምትእትታው ዲጂታላዊ ኣገልግሎት ተኣሳሲሩ ከምዘጋጥም ዝገለፁ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ድማ፣ ነዚ ዲጂታላዊ ዘፈር ዝቆፃፀር ቤት ምኽሪ ኣብ ቀረባ ከምዝጣየሽ ገሊፆም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG