ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ኤሪ ብሩክስ -- መጽሓፍቲ፡ ስድራ፡ ፍልጠት


ምስ መሓዛ መጽሓፍቲ ኤሪ ብሩክስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:41 0:00

ምስ መሓዛ መጽሓፍቲ ኤሪ ብሩክስ

ብምኽንያት መጋቢት ወርሒ ደቀንስትዮ፡ ንኤሪ ብሩክስ ምስ በዓል ቤታ ኣዘራሪብናዮም ኣሎና። ኤሪ ብሩክስ ኣብዚ ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ዝርከብ ሞንጎመሪ ካውንቲ ዝብሃል ኣውራጃ ክፍለ-ግዝኣት መሪላንድ፡ ዋና ሓላፊት ክፍሊ ኣብያተ መጻሕፍቲ ኮይና ትሰርሕ ክትከውን ከላ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ንዘርኣየቶ ናይ መሪሕነት ብቕዓት ዝገልጽ ካብቲ ካውንቲ ናይ 2023 ተዓዋቲት ብምዃን ተሸሊማ`ላ።

በዓል ቤታ ኤርትራዊ ኣልኣዛር ወልደኣብ ብወገኑ ብዛዕባ ናብ ኤርትራ ከይዳ ንጽሙማን ንምሕጋዝ ትገብሮ ዘላ መንፍዓትን ዓወትን ኣካፊሉ`ሎ

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG