ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኲናት፡ ተስፋን ትምህርቲን


ኲናት፡ ተስፋን ትምህርቲን
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:58 0:00

ኲናት፡ ተስፋን ትምህርቲን

ብምኽንያት ንኽልተ ዓመታት ዝተኻየደ ኲናት ቅድሚኡ'ውን ለበዳ ኮቪድ ኣብ ትግራይ ተቋሪፁ ዝፀንሐ ትምህርቲ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ድሕሪ ምጅማሩ ተፈተንቲ ላዕለዎት ትምህርቲ ድሕሪ ናይ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ቅድመ ምድላው ሃገራዊ መልቀቂ ፈተና ተፈቲኖም ኣብ ቀረባ ውፅኢት ዕላዊ ሙዃኑ ዝዝከር እዩ።

ነቲ ዝነበረ ፀዋር ኩነታት ሓሊፋ ብሉፅ ውፅኢት ንዝረኸበትን ንክብረ-ወሰን ዝለዓለ ነጥቢ ደቂ ኣንስትዮ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ዝሰበረትን ብርሃኑ ተኽሉ በላይ ተመኵሮኣ ከትካፍለና ዓዲምናያ ኣለና። ብርሃኑ ተኽሉ ኣብዚ እዋን ንላዕለዋይ ትምህርቲ ኣብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተመደበት ክንፈልጥ ክኢልና ኣለና ሰናይ ዓመት ትምህርቲ ክኾነላ ንምነ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG