ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ህንዲ ኣብ መሬት ተቐቢሮም ንዘለዉ ሰራሕተኛታት ንምውጻእ ጻዕሮም ይቕጽሉ


ዝሃመመ ቢንቶ
ዝሃመመ ቢንቶ

ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ህንዲ፡ ስራሓት መሰጋገሪ ቢንቶ ድሕሪ ምፍራሱ፡ ኣብ ታሕቲ ተቐቢሮም ዝተረፉ 40 ሰራሕተኛታት ንምውጻእ ጻዕርታቶም ይቕጽሉ ኣለዉ። እቲ ሓደጋ ኣብ እዋን ስራሕ ድሕሪ ዘጋጠመ ምህማም መሬት ዘጓነፈ ክኸውን እንከሎ፡ እቶም ተቐቢሮም ዘለዉ ሰራሕተኛታት ኵላቶም ህይወቶም ምህላዎም ሰብ-መዚ ኣፍሊጦም።

እቲ ሓደጋ ብሰንበት ዘጋጠመ ክኸውን እንከሎ፡ ሰራሕተኛታት ንውሽጣዊ መተሓላለፊ ቅዱስ ስፍራ ይሰርሑሉ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን’ዩ ኣጓኒፉ።

ነቲ ኣጋጣሚ ድፍኢት ዝዀነ ምኽንያት ዛጊት ብሰብ-መዚ እቲ ከባቢ ወግዓዊ መግለጺ ኣይተዋህበን።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG