ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሊብያ ካብ ሃገራ ስደተኛታት ምብራር ጀሚራ


ኣብ ሊብያ ዝጸንሓ ናይጀራውያን
ኣብ ሊብያ ዝጸንሓ ናይጀራውያን

ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ 486 ግብጻውያንን ናይጀራያውያንን ካብታ ሃገር ከም ዝተጠረዙ ሰበ-ስልጣን’ታ ሃገር ትማሊ ሰኑይ ኣፍሊጦም።

ሚኒስቲር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር እቲ ኣብ ትሪፖሊ ዝደኮነ መንግስቲ ሜጀር ጀነራል ኢማድ ትራበልሲ ‘192 ናይጀርያዊያንን 102 ካብ ቱኒስያ ዝሰገሩ ስደተኛታትን’ ካብ ሊብያ ንኽጥረዙ ከም ዝተወሰነ ሓቢሩ።

ካልኦት ካብ ግብጺ ናብ ሊብያ ዝኣተው 294 ካልኦት ስደተኛታት ንኽጥረዙ ኣብ መስርሕ ከም ዘለዉ’ውን እቲ ሚኒስትር ኣፍሊጡ ኣሎ።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG