ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
ኣብ ሃዋይ ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ብውሑድ ን36 ሰባት ከምዝቐተለ ሰበ ስልጣን’ታ ግዝኣት ገሊጾም።
ወሃቢ ቃል’ቲ ከባቢ ብመሰረት ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ባርዕ ሓዊ፡ ንታሪኻዊ ስፍራ ከተማ ላሃይና፡ ንፍሉጥ ስፍራ ዕዳጋን ኣብያተ ብልዒን ከም ዝለከሞን ገሊጹ።
እቲ ብናህሪ ዝጋፋሕ ባርዕ ሓዊ፡ ብሕልፊ ንቱሪስታትን ነበርቲን ካብ’ቲ ከባቢ ከም ዘህደሞም’ውን ዝመጸ ዜና ሓቢሩ።
ቅጥዒ