ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካ፤ ተዓዋቲ 1.8 ቢልዮን ዶላር ሎተሪ ተረቚሑ

An electronic billboard displays the Mega Millions lottery jackpot at 1.58 billion USD, in New York City on August 08, 2023.
An electronic billboard displays the Mega Millions lottery jackpot at 1.58 billion USD, in New York City on August 08, 2023.

(ዋሽንግተን) ኣብ ክፍለ ግዝኣት ፍሎሪዳ ኣመሪካ ቲኬት ሎተሪ ዝዓደገ ውልቀ ሰብ፡ ተዓዋታይ 1 ነጥቢ 58 ቢልዮን ዶላር ከምዝኾነ ተፈሊጡ።

ድሕሪ 31 ጊዜ ተደጋጋሚ ፈተነታት ምውጻእ ዕጫ 1.58 ቢልዮን ዳለር ዝተዓወተ ቁጽሪ 32፡ 19፡ 13፡ 33ን 20 ዝሓዘ ቲኬት ሎተሪ ምዃኑ ትማሊ ምሸት ብወግዒ ተገሊጹ ኣሎ። ነዚ ቍጽሪታት’ዚ ዘስፈረት ቲኬት ድማ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ፍሎሪዳ ከም ዝተሸጠት ንጹር እዩ።

መንነቱ ክሳብ ሎሚ ዘይተነጸረ ተዓዋታይ 1.58 ቢልዮን ዶላር፡ ፈለማ 783 ሚልዮን ዶላር ንኽርከብ ክውስን ይኽእል እዩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG