ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ብዘላካ ዝከኣለካ
ኣብ ትግራይ ብዝነበረ ዕጽዋ፡ ሓያሎ ኣብ ከባቢኦም ብዝነበረ ጥረ-ነገራት ተጣቢቦም ክሰርሑ ድፍኢት ኰይኑ’ዩ። ኩነታት ምስ ተመሓየሸ’ውን እቲ ስራሕ ከም ዝቐጸሉዎ ገለ ካብቶም ኣብ ሓድሽ ስራሕ ዝተዋፈሩ ይነግሩ። ክልተ ካብዞም ድምጺ ኣመሪካ ኣጋይሽ ዝገበሮም መምህር ኣብ ዩኒቨርስቲ ኰይኑ ኣብ ምስራሕ ዳሙና ዝተዋፈረ ብርሃነ በላይን ምርቕቲ ከሚካላዊ ምህንስድና ዝዀነት ገነት ገብረሚካኤልን’ዮም።
ቅጥዒ