ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ተማሃሮ ምቕባል ጀሚሩ


ዩኒቨርሲቲ መቐለ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ተማሃሮ ምቕባል ጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:29 0:00

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ተማሃሮ ምቕባል ጀሚሩ

እቲ ዩኒቨርስቲ ሎሚ ረቡዕ 26 ሓምለ 2015 ዓመተ ምህረት ምቕባል ዝጀመሮም ተምሃሮ ኣብ 2013 ዓመተ ምህረት ክምረቑ ይግበኦም ዝነበሩ ተማሃሮ ምዃኖም ፕረዚደንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ፋና ሓጎስ ንድምፂ ኣመሪካ ገሊፀን።

ሰለስተ ሽሕ ዝኣኽሉ ተመረቕቲ ተመሃሮ ንምቕባል ትልሚ ከም ዘሎ ድማ ኣፍሊጠን።

ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ተመሃሮ ድማ፡ ይንዋሕ እምበር ሕጂ ናብ ትምህርቲ ምምላሶም ከም ዘሕጐሶም ገሊፆም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG