ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሜሮን እስቲፋኖስ ኣብ ካምፓላ--ሕጂ’ውን ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት


ሜሮን እስቲፋኖስ ኣብ ካምፓላ--ሕጂ’ውን ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:10 0:00

ሜሮን እስቲፋኖስ ኣብ ካማፓላ--ሕጂ’ውን ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት

ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ምጥባቕ ሰብኣዊ መሰላት፡ ብቐንዱ ድማ ጉዳያት ስደተኛታት ኣተኲራ ክትሰርሕ ዝጸንሐትን ኤርትራዊት-ስወደናዊት ሜሮን እስቲፋኖስ ናብ ካምፓላ ዩጋንዳ ብምግዓዛ ሓደ ትካል ከፊታ ኣላ። እዚ Bitcoin Innovation Hub (ማለት ማእከል ፈጠራዊ ዕዮ ቢትኮይን) ተሰይሙ ዘሎ ትካል፡ ንስደተኛታትን ሓጋዚ ንዘይብለን ኣደታትን ዓሊሙ ከም ዝሰርሕ ሜሮን ትገልጽ። ንዩጋንዳ ተጓዒዙ ዝቐነየ ኣብርሃም ተስፋልኡል ናብቲ ማእከል ብምብጻሕ፡ ንሸቶታት፡ ተስፋታትን ተኽእሎታትን እቲ ማእከል ኣመልኪቱ፡ ምስ ሜሮን ኣዋጊዑ ኣሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG