ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣይዋ፤ ዝፈረሰ ደርቢ ህይወት ዜጋታት ይወስድ


APTOPIX Building Collapse Iowa
APTOPIX Building Collapse Iowa

(ዋሽንግተን) ኣብ ኣመሪካ ክፍለ ግዝኣት ኣይዋ፡ ገለ ክፋል 6 ደርቢ ዘለዎ ህንጻ ድሕሪ ምፍራሱ፡ ብውሑድ 2 ሰባት ምናልባሽ በቲ ፍራስ ተቐቢሮም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተፈሊጡ።

ካልኦት 3 ነበርቲ’ቲ ህንጻ ግና እቲ ክስተት ከጋጥም ከሎ ኣብ ውሽጢ’ቲ ህንጻ ከምዘይነበሩ እቲ ዜና ይጠቅስ።

ምምሕዳር’ታ ከተማ ነቲ ዝተረፈ ህንጻ መሊኦም ንምፍራስ ድሕሪ ምውሳኖም፡ ሓንቲ ሰበይቲ ብኳዕቲ ድሕሪ ምድሓና፡ ምፍራስ’ቲ ህንጻ ንኽጸንሕ ወሲኑ ኣሎ።

ጠንቂ’ቲ ምፍራስ ገለ ክፋል’ቲ ህንጻ ይጻረ ከምዘሎ’ውን ዝመጸና ዜና ጠቒሱ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG