ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ክልል ትግራይ፤ ብሰንኪ ኲናት ልዕሊ 3800 መምሃራንን ተማሃሮን ሞይቶም” ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ

“ክልል ትግራይ፤ ብሰንኪ ኲናት ልዕሊ 3800 መምሃራንን ተማሃሮን ሞይቶም” ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:35 0:00

“ክልል ትግራይ፤ ብሰንኪ ኲናት ልዕሊ 3800 መምሃራንን ተማሃሮን ሞይቶም” ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ

(ኣዲስ-ኣበባ) ብሰንኪ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ፡ ኣብ ትግራይ ናይ ልዕሊ 3 ሽሕን 800 መማህራንን ተማሃሮን ህይወት ከም ዝሓለፈ፡ ትካል ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ትካል ዶ/ር እንዳለ ሃይሌ ንድምፂ ኣሜሪካ ኣብዝሃቡዎ ቃለ መሕትት፡ እቲ ኲናት ኣብ ዘፈር ትምህርቲ እቲ ክልል ከቢድ ዕንወት ከም ዘብፀሐ እውን ሓቢሮም። ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ’ውን ዝፅበዮ ዘሎ ሓገዝ ዛጊት ዘይምርካቡ ሓቢሩ።

XS
SM
MD
LG