ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ በዓል ሆስእና የኽብሩ

Coptic Orthodox Christians celebrate Palm Sunday in the Samaan el-Kharaz Monastery, in the Mokattam Mountain area of Cairo
Coptic Orthodox Christians celebrate Palm Sunday in the Samaan el-Kharaz Monastery, in the Mokattam Mountain area of Cairo

(ዋሽንግተን) ኣማኢት ኣመንቲ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ግብፂ ትማሊ ሰንበት ኣብ ታሪኻዊ ቅዱስ ሳይመን ገዳም ታነር ብዓል ሆሳእና ኣኽቢሮም።

ኢትዮጵያዊያን ኣመንቲ ኦርቶዶክስዊያን ኣብ ጥቓ እቲ ገዳም ኣብ ዝርከብ ንእሽተይ ክፍሊ ብናይ ባዕሎም ቋንቛ ኣኽቢሮም ኣለው።

ብዓል ሆሳእና ናብ ብዓል ትንሳኤ ዘምርሕ ሰሙን ዝጅምረሉ እዋን እዩ። እቲ ብዓል እየሱስ ቅድሚ ምስቃሉ ናብ እየሩሳሌም ዝኣተወሉን ህዝቢ ድማ ሓጎሶም ዝገለፅሉን ምዃኑ ወንጌላት ይገልፁ።

ብዓል ሆሳእና ኣብ ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን እውን ትማሊ ሰንበት ብድምቀት ከምዝተኸበረ ተፈሊጡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG