ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ከይዲ ሰላም ሰሜን ኢትዮጵያ ብቐረባ ይከታተሎ ምህላዉ ይሕብር


European Union foreign policy chief Josep Borrell
European Union foreign policy chief Josep Borrell

(ዋሽንግተን) ሰሜን ኢትዮጵያ ሕብረት አውሮጳ አብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ዝነበረ ጎንፂ መሊኡ ዕልባት ስጋብ ዝረክብ ክከታተሎ ምዃኑን ምስ ሰበስልጣናት እታ ሃገር ዝህልዎ ርክብ ድማ “ደረጃ ብደረጃ” ከም ዘመሓይሾ ሓደ ላዕለዋይ ዲፕሎማት እቲ ሕብረት ኣፍሊጦም።

ሓላፊ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮጳ ጆሴፍ ቦሬል ንኽልቲኦም ማለት’ውን ንመንግስቲ ኢትዮጵያን መሪሕነት ክልል ትግራይን ከምዝበልዎ እቲ ጎንፂ ንምእላይ ዝኽየድ ዘሎ መገድታት ንከታተሎ ከምዘለናን ርክባትና ናብ ንቡር ዝምለስ በቢብርኩ ብእንርእዮ ምዕባለን ምዃኑ ክርድኡ ይግባእ” ክብሉ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም ይብል ሮይተርስ ዝለኣኾ ፀብፃብ።

XS
SM
MD
LG