ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕርሻዊ እቶት ዞባ ጋሽ ባርካ


ሕርሻዊ እቶት ዞባ ጋሽ ባርካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:03 0:00

ሕርሻዊ እቶት ዞባ ጋሽ ባርካ

ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ሎሚ ዓመት ምስ ኩሉ ብድሆታት፡ ካብ ዝሓሽ እቶት ከም እተረኽበ ሓላፊ ሕርሻን መሬትን ናይ’ቲ ዞባ ኣቶ ኣቡበከር ዑስማን ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጹ።

ኣብዚ ዓመት ብክረምቲ ካብ ዝተዘርአ ኣስታት 254 ሽሕ ሄክታር ልዕሊ 1.6 ሚልዮን ኩንታል እቶት ከም እተረኽበ‘ዩ ኣቶ ኣቡበከር ኣረዲኡ።

ምሩጻት ኣዝርእትን ዝተገበሩ ቅድመ ምድላዋትን ኣብ እቶት ተራ ከምዝነብሮም፡ ወኪል ጨንፈር ቡቕሊ ናይቲ ዞባ ኣቶ ሙሉጌታ ሓጎስ ሓቢሩ።

ንሃብቲ እንስሳ ናይቲ ዞባ ኣመልኪቱ ንድምጺ ኣመሪካ ሓበሬታ ዝሃበ ወኪል ሃብቲ እንስሳ ኣቶ ክብሮም ብወገኑ እቲ ዞባ ብዝውንኖ ብዝሒ ጥሪትን ዓይነትን ነብሱ ክኢሉ ናብ ክልኦት ዞባታት ፈሰስ ከምዝገበር ኣረዲኡ።

XS
SM
MD
LG