ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ዑደት ናብ ዞባዊ መወከሲ ሆስፒታል ባረንቱ
ብስራሕ ምኽንያት ናብ ባረንቱ ገይሹ ዝቐነየ ወኪልና ብርሃነ በርሀ፡ ንዅነታት ጥዕና እቲ ዞባን ዞባዊ መወከሲ ሆስፒታል ባረንቱን ዝምልከት ጸብጻብ ልኢኹ ኣሎ። ዞባ ጋሽ-ባርካ 85% ዓሳው ስፍራ ደኣ ይዅን እምበር፡ ሕጂ ግን ሕማም ዓሶ ካብቲ ኣዝዩ ኣሰካፊ ደረጃኡ ኣመና ምጕዳሉ ሰብ-ሞያ ይዛረቡ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ንምክትታል ኣብ መላግቦ ሰዓቡ።