ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ዘላቒን ሓቀኛን ሰላም ክኸውን ንትስፎ፡” ነበርቲ ጕሎመኸዳ


“ዘላቒን ሓቀኛን ሰላም ክኸውን ንትስፎ፡” ነበርቲ ጕሎመኸዳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:25 0:00

“ዘላቒን ሓቀኛን ሰላም ክኸውን ንትስፎ፡” ነበርቲ ጕሎመኸዳ

ካብ ወረዳ ጕሎመኸዳ ተመዛቢለን ኣብ ዓዲግራት ተዓቚበን ዘለዋ ገለ ደቀንስትዮ ብሰራዊት ኤርትራ ጾታዊ ዓመጽን ምክልባትን ከም ዝወረደን ገሊጸናለይ ይብል ናብቲ ቦታ ተጓዒዙ ዘሎ ወኪልና ሙሉጌታ ኣጽብሃ።

እንተዀነ፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣቐዲሙ ኣብ ሰላማዊ ህዝቢ ዘውርዶ ግፍዒ ከም ዘየሎ ክገልጽ ጸኒሑ`ዩ።

ብዛዕባ’ዚ ዝቐረበ ክሲ ኣመልኪትና ካብ መንግስቲ ኤርትራ ግብረ-መልሲ ክንረክብ ኣይከኣልናን። እንተዀነ፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣቐዲሙ ኣብ ሰላማዊ ህዝቢ ዘውርዶ ግፍዒ ከም ዘየሎ ድሕሪ ብምምልካት፡ ህወሓት ነቲ ኲናት ዞባዊ ንምምሳል ፈተነታት ክገብር ጸኒሑ’ዩ ኢሉ ክኸስስ ምጽንሑ ይዝከር።

XS
SM
MD
LG