ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጣሊባን ላዕለዋይ ትምህርቲ ንደቀንስትዮ ከልኪሉ


PAKISTÁN-ATAQUE TALIBÁN
PAKISTÁN-ATAQUE TALIBÁN

ሎሚ ረቡዕ ናብ ቀፅርታት ዩንቨርስታት ዝተመለሳ ደቂ ኣንስትዮ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ኣፍጋኒስታን ሓይልታት ፀጥታ ጣሊባን ኣብ ልዕሊ ላዕለዋይ ትምህርቲ ሎም ለይቲ ዝተኣወጀ እገዳ ብምጥቃስ ንኸይኣትዋ ከልኪሎመን።

እስላማዊ ስርዓት ጣሊባን ትማሊ ሰሉስ ምሸት ኣብ መላእ እታ ሃገር ዝርከቡ መንግስታውን ናይ ውልቂን ዩኒቨርስታት ተወሳኺ መብርሂ ክሳብ ዝወሃብ ንደቂ ኣንስትዮ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ዕጹው እዩ ኢሉዎ ኣሎ።

እዚ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ተማሃሮ ዝተኣወጀ እገዳ ኣብ ልዕሊ ኣፍጋን ደቂ ኣንስትዮ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ብዝብል ንኣፍጋናዊያንን ማሕበረሰብ ዓለምን ኣቖጢዑ ኣሎ። ኣመሪካ እውን ብቕፅበት ኮኒናቶ ኣላ።

XS
SM
MD
LG