ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያን መሪሕነት ክልል ትግራይን ኣብ ናይሮቢ ይዛተዩ ምህላዎም ተሓቢሩ


KENYA-ETHIOPIA-PEACE-DIPLOMACY (File)
KENYA-ETHIOPIA-PEACE-DIPLOMACY (File)

ላዕለዎት ተወከልቲ ፈደራላዊ መንግስቲን ተወካሎ ውድብ ህወሓትን፡ ከም መቐጸልታ ናይቲ ስምምዕ ትግባረ፡ ሎሚ ረቡዕ ጀሚሮም ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ይራኸቡ ምሃለዎም ወኪልና ካብቲ ቦታ ጸብጺቡ።

ዝርዝር ናይቲ ዝካየድ ዘሎ ዘተን ኣብኡ ተረኺቦም ዘለዉ ተወከልቲን ዛጊት ዕላዊ ኣይኰነን።

እዚ ርክብ ዝካየድ ዘሎ መሪሕነት ክልል ትግራይ ናብቲ ስፍራ ሓገዝ ንምእታው ይጽገሙ ምህላዎምን ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ድማ ኣዛራቢ ኣብ ዝዀነሉ ዘሎ እዋን’ዩ--ይብል ወኪልና መሓመድ ዮሱፍ ካብ ናይሮቢ ኬንያ።

XS
SM
MD
LG