ኣካፍል
መሕተሚ
ሙሴ መኮናን (ቺነዘ) ኣብ ቀረባ ዓመታት ምስ ዘመናዊ ሙዚቃ ኤርትራን ምምሓይሽ ምቅንባርን ተኣሳሲሩ ዝለዓል ስም’ዩ። ገና ብንእሽቶኡ፡ ብሳላ ጽልዋ ወለዱ፡ ናብቲ ዓውዲ ከም ዘተጸንበረ ዝሕብር ቺነዘ፡ ትሽዓተ መሳርሒ ሙዚቃ’ውን ከከም ደረጃኡ ከም ዝጻወት ይነግር። ናይ ኣስመራ ወኪልና ብርሃነ በርሀ ነዚ ፍሉይ ክእለት ዝውንን ሙዚቀኛ ኣዘራሪቡዎ ኣሎ፡ ኣብዚ ተኸታተሉ።
No media source currently available