ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሆንድራስ፤ ዘረፋ ዓዋሉ ንምክልኻል ናይ ሓደጋ እዋን ትእውጅ


HONDURAS-RAINS/
HONDURAS-RAINS/

ፕረዚደንት ሆንድራስ ሺያማራ ካስትሮ፡ ሃገሩ ብጕጅለ ዓዋሉ ንዝወርድ ዘሎ ተደጋጋሚ ስርቂ ንምምካት ትማሊ ሓሙስ ህጹጽ ናይ ሓደጋ እዋን ኣዊጃ። እታ ፕረዚደንት ንማዕከናት ዜና እታ ሃገር ከም ዝገለጸቶ፡ ነቲ ዝካየድ ዘሎ ወፈራ ሃድን ዓዋሉ ንምጽፋፍ ቅዋም እታ ሃገር፡ ብገለ መዳዩ፡ ንግዜኡ ተወንዚፉ ምህላዉ ሓቢራ። ፕረዚደንት ካስትሮ ኣብ መግለጺኣ ህዝቢን ኣባላት ፖሊስን ኣብቲ ስራሕ እኹል ምትሕብባር ክገብሩ’ውን ጸዊዓ።

እቲ ናይ ህጹጽ ሓደጋ እዋን፡ ብፕረዚደንት ካስትሮ “ሃገራዊ ወፈራ ኣንጻር ዘረፋ” ተሰይሙ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG