ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ተበግሶ ሰላም ብልፅግና ብኣወንታ ዝርአ’ዩ” ኣይተ ጌታቸው ረዳ


Getachew Reda



"ገዛኢ ሰልፊ ብልፅግና ንተበግሶ ሰላም ኣመልኪቱ ዝሃቦ መግለፂ ብኣወንታ ዝርአ’ዩ” ክብሉ ኣባል ላዕለዋይ ኣመራርሓ ህወሓትን ወሃብ-ቃል ክልል ትግራይን ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡ ንህሉው ኩነታት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ጠቒሶም።

“ተበግሶ ሰላም ብልፅግና ብኣወንታ ዝርአ’ዩ” ኣይተ ጌታቸው ረዳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:33 0:00

XS
SM
MD
LG