ሓንቲ መጓዓዝያ ባቡር ሎሚ ረቡዕ ኣብ ምብራቓዊ ኢራን ብኽፋል መስመራ ስሒታ ብምንሽርታታ እንተ ወሓደ 17 ሰባት ሞይቶም ካልኦት 50 ድማ ቆሲሎም።
ካብ ሸውዓተ ተጎተቲ እታ ባቡር ኣርባዕተ መስመሮም ከም ዝሰሓቱ መንግስታዊ ቴለቪዥን ኢራን ፀብፂባ።
ብዝሒ ዝተጎድኡ ካብኡ ንላዕሊ ክኸውን ከምዝኽእል እቲ ፀብፃብ ዝሓበረ ኮይኑ ኩነታት ኣስታት 350 ተሳፈርቲ ንፁር ኣይኮነን።

ርእይቶታት ንምርኣይ (1)
ኣቐዲሙ ዝተዳለወ መእተዊ መዝገብ ኣሎዶ ? መእተዊ መዝገብ
ምዝጉብ ተጠቃሚ ኣይኮንኩምን ? ተመዝገብ/ቢ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን