ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተመራመርቲ ኡጋንዳ ብከላ ኣየር ዝሕብር መሳርሒ የማዕብሉ


Ugandan researchers develop low-cost air quality monitors in Kampala
Ugandan researchers develop low-cost air quality monitors in Kampala

ተመራመርቲ ኡጋንዳ ብሕሱር ወጻኢ ብከላ ኣየር ዝቆጻጸር መሳርሒ ኣማዒብሎም። እቲ ሓድሽ ምዕባለ ነታ ሃገር ካብ ወጻኢ ካብ ዝኣቱቡር መሳርሒ ብከላ ኣየር ከም ዘድሓና እቶም ተመራመርቲ ይገልጹ`ለዉ።

ክልተ ሚልዮን ከም ዝነብሩላ ዝትግለጽ ዋና ከተማ ኡጋንዳ - ካምፓላ፡ ኣብ ዓለም ካብ መንጎ ዝለዓለ ብከላ ዘለወን ሃገር ምዃነን` ዝግለጽ- ብመሰረት ውድብ ጥዕና ዓለም። ኣብ መከረረ ዩኒቨርሲቲ ካምፓላ ነቲ መጽናዕቲ ዝመርሐ ኢንጂነር በይንሙጊሻ፡ ነቲ መጸናጸኒ መሳርሒ ንኸማዕብሉ ዘገደዶም ምኽንያት፡ ቁጽሪ ብጠንቂ ብከላ ኣየር ምውሳኹ ምዃኑ ገሊጹ`ሎ።

ብከላ ኣየር ኣብ ዙርያ ዓለም ንጥዕና ወዲ ሰብ ዝለዓለ ስግኣት ክሊማዊ ለውጢ ኮይኑ ከም ዘሎን፡ ብረጃ ዓለም፡ ጠንቂ 15% ሞት ኮይኑ ከምዘሎን፡ ዓለማዊ ምክልኻል ብከላ ኣየር ዝተባህለ ትካል ይገልጽ። ኣብ ኡጋንዳ ጥራሕ፡ ኣብ ዓመት ብምኽንያት ብከላ ኣየር ኣስታት 28 ሽ ሰባት ከም ዝሞቱ`ውን እቲ ዓለማዊ ተሓላቒ ምክልኻል ብከላ ኣየር ይገልጽ።

XS
SM
MD
LG