ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘለንስኪ፡ "ርክብ ምስ ሩስያ ብቐጥታ ምስ ፑቲን ጥራይ"


UCRANIA-ZELENSKYY-PREMIO
UCRANIA-ZELENSKYY-PREMIO

ፕረዚደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ምስ ሩሲያ ንምልዛብ ድልዊ እየ ግን ምስ ናይ ሩሲያ ፕሬዝዳንት ቭላድሚር ፑቲን ብቐጥታ ዝግበር ዝርርብ እንተኾይኑ ጥራሕ እዩ ክብሉ ትማሊ ሰሉስ ገሊፆም።

ዘለንስኪን World Economic Forum ዝተብሃለ መድረኽ ቁጠባ ዓለም ብቪዲዮ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ፑቲን ‘’ነቲ ሓቂ እንተድኣ ዝርድኡ ኮይኖም’’ ካብቲ ግጭት ንምውፃእ ዲፕሎማሲያዊ መዋፅእ ንምርካብ ተኽእሎ ኣሎ ኢሎም።

ዘለንስኪ ወሲኾም ንምዝርራብ ቀዳማይ ስጉምቲ ሩሲያ ኣብ መወዳእታ ለካቲት ወራር ቅድሚ ምፍፃማ ሓይልታታ ናብ ዝነበሩዎ ትሕዝቶ ክትስሕብ ከላ እዩ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG