ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዚምባብወ ዝተወርሰ ስኒ ሓርማዝ ምሻጥ ክፍቀዳ ትምሕጸን


CORRECTION Zimbabwe Elephant Ivory
CORRECTION Zimbabwe Elephant Ivory

ቍጽሪ ሓራምዛ ይውስኽ ከም ዘሎ እትሕብር ዚምባብወ፡ ካብ በበይኑ ወገናት ዝተሰልበ ኣስታት 600 ሚልዮን ዶላር ዝዋጋኡ ስኒ ሓርማዝ ክትሸይጥ ክፍቀዳ ንዓለማዊ ማሕበረሰብ ሕቃበ ምሕጽንታ ትገብር ኣላ። ከም ኣገላልጻ ሰብ-መዚ ዚምባብወ እቲ ሽያጥ ነተን ዓቢ ዕብየት ዘርእያ ዘለዋ ሓርማዝ ንምዕቃብ ክውዕል’ዩ።

ዚምባብወ ነዚ ንምግባር ካብቶም ቀንዲ ገዛእቲ ምዃኖም ዝንገረሎም ጃፓንን ቻይናን ሓዊሳ፡ ንተወከልቲ 16 ሃገራት ኣፍሪቃ ዘሳተፈ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ምርኢት ትገብር ኣላ።

ልዕሊ 50 ዝበጽሑ ትካላት ተጣበቕቲ ዕቃበ ኣከባቢ ግን እቲ ብዚምባብወ ዝግበር ዘሎ ተበግሶ ሓደገኛ ተርእዮን ንሃድን ሓራምዝ ዘተባብዕን ክብሉ ኰኒኖሞ ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG