ትካል ጉግል ነቲ ኣብ መንጎ ተጠቀምቲ ቋንቋታት ዝህሉ ጸገማት ንምቅላል፡ ብቐጥታ ዝትርጕማ 24 ሓደሳቲ ቋንቋታት ከም ዘተኣታተወ ኣፍሊጡ።
ቋንቋ ትግርኛን ኣፋን ኦሮሞን ካብተን ሓደስቲ ዝተኣታተዋ ቋንቋታት’የን።
ከም መግለጺ እቲ ትካል፡ እተን ተወሲኸን ዘለዋ ቋንቋታት ኣብ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ እኹል ሸፈነ ዘይጸንሐን ምዃኑ ይጠቅስ።

ርእይቶታት ንምርኣይ
ኣቐዲሙ ዝተዳለወ መእተዊ መዝገብ ኣሎዶ ? መእተዊ መዝገብ
ምዝጉብ ተጠቃሚ ኣይኮንኩምን ? ተመዝገብ/ቢ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን