ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈደራላዊ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንኣባላት ሰልፊ ባልደራስ ክልቀቑ ወሲኑ


እቲ ፈደራላዊ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሎሚ ኣብ ዝገበሮ መጋብኣያ፡ 40 ዝበጽሑ ኣባላት ሰልፊ ባልደራስን ምስኡ ተኣሳሲሮም ብስእነ ጸጥታን ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ መንእሰያት ክልቀቑ ወሲኑ።

እቶም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ ምስ ጽንብል በዓል ዓድዋን ዓወት ካራማራን ተኣሳሲሩ ኣብ ዝነበረ ኣጋጣሚ ንድሕነት ኣስጋኢ ተግባራት ስለ ዘርኣዩ ብዝብል’ዮም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ጸኒሖም። ኣቐዲሙ ናይ መጨረሽታ ይግባይ ሰማዒ ብታሕተዋይ ቤት ፍርዲ ብዋሕስ ክልቀቑ ንዘቕረቦ ሕቶ ነጺጉዎ ነይሩ’ዩ።

Recommended

XS
SM
MD
LG