ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ፖሊዮ ተጀሚሩ


ኣብ ኢትዮጵያ ብደረጃ ሃገር ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ንዝኾኑ ኣስታት 17 ሚሊዮን ህፃናት ናይ ገዛ ንገዛ ኽታበት ኣብ ባህር ዳር ምሃብ ምጅማሩ ተሓቢሩ።

ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ቁፅፅር ስለዝወሓደ ሕማም ኣልምሲ ወይ ፖሊዮ ቫይረስ ይጋፋሕ ስለዘሎ ጥንቃቐ ክግበር ተሓቢሩ። ኢትዮጵያ ኣብ 2009 ዓ\ም ካብ ፖሊዮ ነፃ ምዃና ምስተረጋገፀ ሎሚ ክኽስተ ምኽኣሉ ናይ ኢትዮጵያ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ምኽትል ዳይረክተር ኣቶ ኣስታቸለው ኣባይነ ሓቢሮም።

ሎሚ እውን ኣብ ኣፍሪካ ግቡእ ጥንቃቐ ክግበረሉ እውን ተዛሪቦም ኣለው።

XS
SM
MD
LG