መሕተሚ
ፈላመይቲ ጓልኣንስተይቲ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ዝነበራ ማደሊን ኦልብራይት ትማሊ ረቡዕ ኣብ መበል 84 ዓመት ዕድሚኤን ዓሪፈን።
No media source currently available
ማደሊን ኦልብራይት ንፖሊሲ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ዝቀረጸ ሓድጊ ዝገደፋን ንብዙሓት ኸኣ ከም መተባቢዒትን ጸላዊትን ኾይነን ዘገልገለ እየን ኔረን።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።