ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካልኣይ ዙር ኵዕሶ ግጥማት ሰኪዔት ኣፍሪቃ

ካልኣይ ዙር ኵዕሶ ግጥማት ሰኪዔት ኣፍሪቃ ብቐዳም መጋቢት 5,2022 ኣብ ዳካር ሴኔጋል ጀሚሩ'ሎ።

ኣብ ቐዳማይ ዙር'ቲ ግጥም ጋንታታት ሴኔጋል: ሞሮኮ:ቱኒዝያ: ሞዛምቢክ: ሩዋንዳ: ጊኒን ቱኒዝያን ክሳተፋ'የን።

ውጽኢት: SLAC (ጊኒ) vs. DUC (ሴኔጋል) 85-75
AS Salé (ሞሮኮ) vs. REG BBC (ሩዋንዳ) 91-87
US Monastir (ቱኒዝያ) vs. CFV Beira (ሞዛምቢክ) 77-71

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG