ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኣብይ ዳያስፖራ ኢትዮጵያዊያን ናብ ዓዶም ክምለሱ ጻውዒት ምቕራቦም ተገሊጹ


ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንዳያስፖራ ኢትዮጵያዊያን ‘ናብ ዓዶም ንክምለሱ’ ብማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ጻውዒት ከምዘቅረቡ ተፈሊጡ።

እቲ መጸዋዕታ ክሳብ መዓልቲ ልደት ሓደ ሚልዮን ኢትዮጵያዊያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ናብ ኢትዮጵያ ንክኣትው ከምዝጽውዕ’ውን ዝመጸ ዜና ጠቂሱ።

እዚ መጸዋዕታ’ዚ ከምዝሓለፈ ንድምጺ ኣመሪካ ዝገለጻ፣ ሓላፊት ፕረስ ቤት ጽሕፈት ቀ/ሚ ዝኾና ቢልለኔ ስዩም እየን ።

XS
SM
MD
LG