ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኦሚክሮን ዝተባህለ ሓድሽ ዓይነት ቫይረስኮሮና ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ይረአ ምህላው ተገሊጹ


ኦሚክሮን (OMICRON) ዝተባህለ ሓድሽ ቫርያንት ቫይረስኮሮና ብዘይካ ኣብቲ ፈለማ ተራእይሉ ዝተባህለ ደቡባዊ ኣፍሪቃ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ኣውሮጳን ካናዳን ኣውስትራልያን ስለ ዝተራእየ ሃገራት ዝተፈላለየ ስጉምቲ ንኽወስዳ ይድርኸን’ሎ።

ውድብ ጥዕና ዓለም’ዉን ሃገራት ዶባተን ምዕፃው ኣብ ዝጀመራሉ እዋን ጥንቃቀ ክግበር ፀዊዑ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG