ኣካፍል
ሙሴ ተስፋሚካኤልን ስምኦን ተስፋሚካኤልን ኣብ ኣስመራ ከባቢ ዕዳጋ ሓሙስ ዝነብሩ ኣሕዋት እዮም።
ብተበግስኦም ብውልቆምን ምስ ካልኦት ብጾቶምን ኮይኖም ንጽጉማት ክፋል ሕብረተሰብ ኣብ ምሕጋዝ ዝርከቡ ኣብነታውያን ገበርቲ ሰናይ መንእሰያት’ዮም።
እዞም 2 ኣሕዋት ብዛዕባ ዝገብርዎ ሰናይ ተግባር ምስ ቪኦኤ ዝገበርዎ ዕላል ይስዕብ።
No media source currently available