ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሰለስተ ዞባታት ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ሕዙእ ናይ ተፈጥሮ ዱር ባርዕ ሓዊ ምግጣሙ ተገሊጹ


ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ኣብ ሰለስተ ዞባታት ኣብ ዝርከቡ ሕዙእናይ ተፈጥሮ ዱር ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከምዘጋጠመ በዓል ስልጣን ዱር እንስሳት ናይቲ ክልል ኣፍሊጡ።

በቲ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 1,100 ሄክታር ሕዛእቲ መሬት ጉድኣት ወሪዱዎ ኣሎ። መንቀሊ ናይቲ ሓዊ ይምርመር እንተሃለወ እውን ሰብ ዝሰርሖ ክኸውን ይኽእል እዩ ዝብል ጥርጣረ ኣሎ።

ባርዕ ዝተላዓለሉ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ፣ዞባ ደቡብ ወሎን ኣብ ሰሜን ጎንደርን ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ ።

XS
SM
MD
LG