ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰበ ስልጣን ሃገራት ኣፍሪቃ ነቲ ኣህጉር ዘድልይ ክታበት ቫይረስኮሮና ንምርካብ ይሰርሑ ምህላዎም ኣፍሊጦም


ሰበስልጣን ኣፍሪቃ ነታ ኣህጉር ዘድልያ ብኣማኢት ሚልዮን ዝቑጸር መጠን ክታበት ንምርካብ ይሰርሑ ከምዘለው ኣፍሊጦም።ኣብ ኣፍሪቃ 3.4 ሚሊዮን ሰባት ብኮቪድ ምትሓዞም ተመዝጊቦም ኣለው።

ናይ ኣፍሪቃ ሓላፊ ማእኸላት ምቁፅፃር ምክልኻልን ሕማምን ኣብ ዝቕፅል ሓደ ዓመት ልዕሊ 300 ሚሊዮን ክታበት ንምርካብ መንገድታት የናድዩ ከምዘለው ሓቢሮም።

XS
SM
MD
LG